• ብምኽንያት መስዋእቲ ተጋዳሊት ኣዜብ በቀለ ካብ ማተሰኣ ዝተውሃበ ናይ ሓዘን መግለፂ

    ብምኽንያት መስዋእቲ ተጋዳሊት ኣዜብ በቀለ ካብ ማተሰኣ ዝተውሃበ ናይ ሓዘን መግለፂ

    ተጋዳሊት ኣዜብ በቀለ ካብ ኣቦኣ ኣይተ በቀለ ታደሰን ኣዲኣ ወ/ሮ ኣልጋነሽ ተሰማን ኣብ ከተማ ሽረ ተወሊዳ። ኣዜብ ብዕሽል መንእሰይ ዕድሚኣ ናብቲ ናይ ህዝቢ ትግራይ ናይ 17 ዓመት ዕጥቃዊ ቃልሲ ብሓምለ 24, 1970 ዓ/ም ተፀንቢራ። ተጋዳሊት ኣዜብ ኣብ ምግዳል ዝተውሃባ ተልእኾ ብዝልዓለ ሓላፍነት ብምንጣፍ ክሳብ ኣመራርሓ ሓይሊ ምስበፅሐት ብመሪሕነት ውድብ ህወሓት ንኣዝዩ ፍሉይ ተልእኾ ከምትድለ ተነገራ።

    Continue Reading

  • መበል 50 ዓመት ማተሰኣን ፌስቲቫል ትግራይ 2024ን ሪፖርት

    መበል 50 ዓመት ማተሰኣን ፌስቲቫል ትግራይ 2024ን ሪፖርት

    ጉባኤ ንህላወና ፣ ፌስተቫል ንህላወና 2024 ጉባኤ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን አሜሪካ ናይ ሓባር ቅዋም መግለፂ ፌስተቫል ንህላወና፣ ጉባኤ ንህላወና ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 7 ሓምለ (July) 2024 ክሳብ 14 ሓምለ (July) 2024 ዝካየድ ዘሎ ፌስቲቫል ትግራይ 2024ን መበል 50 ዓመት ልደት ማተሰኣን ብመሰረት ዝተትሓዘ ትልሚ ዉፅኢታዊ ብዝኾነ መንገዲ ኣብ ምስላጥ ይርከብ። ኣብ መኽፈቲ ዕለት ብስነ

    Continue Reading

  • ሰራዊት ትግራይ ዘብዒን ዋሕስን ህዝቢ ትግራይ እዩ!!!

    ሰራዊት ትግራይ ዘብዒን ዋሕስን ህዝቢ ትግራይ እዩ!!!

    ህዝቢ ትግራይ፣ ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ናይ ወፃእ ወረርቲ ሓይልታት ተላፊኑ ኣብ ልዕሊኡ ንዝኸፈቶ ናይ ፅንተት ወራር ብኽቡር መስዋእትነቱ መኪቱ ፣ ነቶም ደመኛታት ፀላእቱ ኣገዲዱ ናብ ሰደቃ ሰላም ንኽመፁ ብምግባር ግሁድ ዝገበሮ ውዕል ፕሪቶሪያ ተግባራዊ ንኽኸውን ንዝሓልፉ ክልተ ዓመታት ብትዕግስቲን ፀዋራይነትን እኳ እንተተፀበየ፣ ብሰንኪ ሽርሒን ምስሉይነትን ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ሸለልትነትን ዋሕዲ ቆራፅነትን ስሑት ኣጀንዳን መራሕቲ

    Continue Reading

Search

About

Inspired by the widespread changes the rest of the world was going through, and due to dissatisfaction with the then Ethiopian Students Union of North America, some young Tigreans residents of North America began discussing about the possibility of forming a union of Tigreans.

Following a series of discussions, Union of Tigeans in North America /UTNA/ was established in the summer of 1974, in Washington DC. Four from Detroit, 2 from New York and 11 from Washington DC, a total of 17 young Tigreans attended the UTNA founding conference.

Categories

Tags

Gallery