ዝተዋህበ መግለፂ

ሰፍ ብዘይብል ጅግንነትን መስዋእትን ህዝብን ሰራዊትን ትግራይ ዝተፈረመ ውዕል ፕሪቶሪያ እነሆ ሳልሳይ ዓመቱ እኳ እንተደፈነ ብሽርሒ መንግስቲ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድን ከደዓት ሓሻኽሩን እነሆ ዘርሞዘርሞ ኮይኑ ይርከብ ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ውዕል ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ንኽትግበር፣ ኣብ ውሽጥን ደገን ዘሎ ህዝቢ ትግራይ፣ ዓለም ለኻውን ኣህጉራዊን ውዳበታትን መንግስታትን ናይ ሰብኣዊ መሰላት ተጣበቕቲ ማሕበራትን ሲቪካዊ ውዳበታትን ብተደጋጋሚ ንዘቕረብዎ ፃዊዒትን ምሕፅንታን ፀማም እዝኒ ብምሃብ ፣ ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ምስ ናይ ደገን ኣብ ውሽጢ ትግራይ ንዝጫጭሖም ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይን ተቐናጅዩ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ንምዝራግን ንውዕል ፕሪቶሪያ ንምብርዓንን ለይትን ቀትርን እናሰርሐሉ ዝመፀ ምዃኑ ፀሓይ ዝወቕዖ ሓቂ እዩ።

ምሉእ መግለጺ ብትግርኛ ኣብ ታሕቲ ኣንብቡ፤

Search

About

Inspired by the widespread changes the rest of the world was going through, and due to dissatisfaction with the then Ethiopian Students Union of North America, some young Tigreans residents of North America began discussing about the possibility of forming a union of Tigreans.

Following a series of discussions, Union of Tigeans in North America /UTNA/ was established in the summer of 1974, in Washington DC. Four from Detroit, 2 from New York and 11 from Washington DC, a total of 17 young Tigreans attended the UTNA founding conference.

Categories

Tags

Gallery